ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናህሪ ናብሪ ብዝለዓለ ኩነታት ዝቕንሱ ስራሕቲ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ኣመራርሓ ወረዳ ምስ ዘለዉ ኣመራርሓ ክሳለጥ ዝቐነየ ገምጋም…