ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ምምዝጋባ ተገሊፁ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ንወፃኢ ዘቕረበቶ ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ብሓፈሻ 238 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ልዑል ሽይጣት ምምዝጋባ ተገሊፁ። ነቲ ሽይጣት ምውሳኽ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ። መንግስቲ እታ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት እናወሰኸ ዝመፅአ ቁፅሪ ሰብ ክሽከም ዝኽእል ቀረብ ኣባይቲ ንክህሊ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ቆላሕታ ንክወሃብ ተሓቲትቱ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 12 ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ምክያድ ጀሚሩ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ ፌስቲቫል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ፌስቲቫል “ባህሊ ንሕብረትን ሓድነትን” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ናይ ጥንቲ ፈልጠት ሲዳማን ዝጥቀመሎም ባህላዊ ናውቲታትን ንዓለም ንምፍላጥ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ቢዝነስ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግዜኢ ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ(ግዜኢ) ዘህነፆ ዘበናዊ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ተመሪቑ ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ህንፀት ጣቢያ ምፅራይ ፈሳሲ ንምክያድ ዘኽአል ስምምዕነት ምስ ህንፀት ተቛራፂ ሲጂሲኦሲ ተኸቲሙ። እቲ ህንፀት ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 145 ሚሊየን ዶላር ከምዝፍፀም ተገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ተኣኪቡ Desta Jan 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብህ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 169 ሺሕን 288 ዩኒት ደም ከምዝተኣከበ ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረ ህዋስን ኢትዮፐያ ኣፍሊጡ። ኣብ ምእካብ ደም፥ ባንክታት ደም መቱ፣ ሻሸመኔ፣ ወሊሶ፣ ኣዳማ፣ ኣምቦ፣ ቦንጋ፣ ኣሶሳ፣ ጅግጅጋ፣ ቢኪን ድሬዳዋን ዝሓሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓባር ናይ ምልማዕ ትልሚ ኢትዮጵያን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ኣይግባእን – ኣምባሳደራት Gebremariam Weldegerima Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያን ትልሚ ሂብካ ምቕባልን ብሓባር ምልማዕን ሃገራት ክድግፈኦ እምበር ክነቕፈኦ ከምዘይግባእ ኣምባሳደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ፣ ቻይናን ካናዳን ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ (ዶ/ር ኢ/ር)÷ ጠለብ በሪ ባሕሪን ሕቶ…
ቢዝነስ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቂሊንጦ ፓርክ ኢንዱስትሪ ብልዕሊ 70 ሚሊየን ዶላር ዝህነፅ መፍረዪ ክታበት እምነ ሰረት ተነቢሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ፥ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ብምትካእ ኢሉውን ሕፅረት ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ምድሓን እቲ ፕሮጀክ ልዑል ግድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) Desta Jan 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ ምግቢ ልዑል ስራሕ ብምስራሓ ኣፍልጦ ረኺባ ከብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተሸለሙሉ ዝኸበረ ሜዳሊያ ሽልማት ፋኦ ኣግሪኮላ ጠሚተን ኣብ…