ርእሳነ ምምሕዳራት ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳራት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝኸበረ ሜዳልያኣግሪኮላፋኦ ብምሽላሞም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብትካል ምግቢን ሕርሻን…