Fana: At a Speed of Life!

ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፋና ብቐጥታ ምስ ሃገርና ህዝቢናን ዝራኸብ ስራሕ ሒዙ ክቕፅል እዩ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ተዛሪቦም፡፡ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘህነፆ ሓዱሽ ዘበናዊ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ብምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ሓዱሽ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ኣብ ምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ፋና…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት የመርቕ ኣሎ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ቦርድ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ሓ.ማን ካልኦት ፃውዒ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴስ ሜሳ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባርን ሕውነትን እተን ሃገራት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብዛዕባ…

ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ጋምቤላን ሲዳማን ኣብ ሙዚየም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዝቕመጡ ሓድግታት ሎሚ ንምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ለጊሶም። እቶም ሓድግታት ዘረከቡ ክልላት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ከንቲባን ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ጥላሁን ወርቁ ተረኪቦም። ኣይተ ጥላሁን፥ እቶም…

ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ኣብ ካዛኪስታን፣ ኣስታና ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ሻምፒዮና 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ናይዚ ዓመት ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ። እቲ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ7 ደቒቓን 33 ሴኮንድን 85 ማይክሮ ሴኮንድን ብምእታው ከምዝተዓወተ…

ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1.1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ መንደር ሚዘር 70 ካሬን ከባቢኡን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ዝርግሐ መስመር ማይ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መሰረታዊ ፀገም ማይ ንምፍታሕ ዘኽእል ውዕል ምስ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ…

ሂዝቦላህ ኣብ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ኣብ ከባቢታት ዶብ ኣብ ዝርከቡ 9 ትሕዝቶታት ሰራዊት እስራኤል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ሚሳኤላትን ካልኦት ኣፅዋራት ኲናትን ኣብ ረብሓ ከምዘውዓለ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣፍሊጡ። ሰራዊት እስራኤል ብግድኡ፥ ሂዝቦላህ…

ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንፀት ሰላምን ሃገረ መንግስቲን ተሳትፎ መናእሰይ ንምዕባይ ዘኽእል ጎስጓስ ተጀሚሩ። “ዓድዋ ንንህንፀት ዘላቒ ሰላምን ጠንካራ ሃገረ መንግስቲን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገራዊ ጎስጓስ ተጀሚሩ። ሚኒስቴር ሰላምን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮም…

ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕሙሙት ስጋ ደዌ ኣድላዪ ደገፍ ንክግበር ብሄራዊ ማሕበር ተቓላዕቲ ስጋ ደዌ ኢትዮጵያ ሓተቱ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ሕሙሙት ስጋ ደዌ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ከተማ ሃረር ጉዕዞ እግሪ ተገይሩ። እቲ መዓልቲ፥ “ሕማም ስጋ ደዌ ኣይንዘናጋዕ” ብዝብል…