ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ኦሞ ኩራዝ ቁፅሪ 3 ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ሽኮር ናይ ምፋራይ ስርሑ ሽኮር ኣገዳ ብምጥሓን ጀሚሩ፡፡ ኣብዚ ዓመት ኣብ 4 ሺሕን 600 ነጥቢ 5 ሄክታር ዝለምዐ ሽኮር ኣገዳ ብእታወት ብምጥቃም 245 ሺሕን 927 ነጥቢ 5 ኩንታል ሽኮር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ኣኽሱም ኣብ ወርሒ ግንቦት ንበረራ ክፍቲ ክኸውን ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ስራሕቲ ፅገና ድሕሪ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከምዝዛዘም ሓላፊ መሰረተ ልምዓት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ኣብይ ዘበነ ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ…
ቢዝነስ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ታክስ 168 ነጥቢ 27 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስተር ሚኒስትር ዴኤታ ዘፈር ስርዓት ታክስ ተስፋዬ ቱሉ ከምዝበሉዎ÷ ኣብቲ መንፈቕ ዓመት ካብ ናይ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ንግዲ ንምጥንኻር ድልውቲ ምዃና ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ቻይና ተዛቲዮም፡፡ እቲ ልኡኽ ብምክትል ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሙዚዬም ዝክረ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣኼባ እቲ ኮሜቴ ትማሊ ከምዝተጀመረ ይዝከር። ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና፥ ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ኣጀንዳታት እቲ ውድብን ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ንሰራዊትና ተወሳኺ ዓውሚ ዝፈጥር ሓይሊ ብምዃን ኣብ ቀፃሊ ዝወሃቦ ልኡኽቶ ብቖራፅነት ክዋፃእ ይግባእ” ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዘበናዊነት ብዝተኸተለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልኽላኽ ፀገማት ንምፍታሕ ምትሕብባር ደቡብ-ደቡብ ኣድላዪ ይኸውን ከምዘሎ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንገስታት ምክትል ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሳሙኤል ኢሳ ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሳሙኤል ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሳልሳይ ጉባኤ…
ቢዝነስ ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ረኺቡ Desta Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢቲዮ ቴሌኮም ብር 11 ቢሊየን መኽሰብ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢቲዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋር እቲ ኩባኒያ ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብቲ መግለፂ፥ ብሓፈሻ ብር 42 ነጥቢ 9 ቢሊየን ኣታዊ ከምዝተረኸበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህንፀት ግድብ ህዳሴ ዝውዕል ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ልዕሊ 503 ሚሊየን ብር ከምዝተኣከበ ገሊፁ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዝተፈላለዩ መገዲታት መተኣኻኸቢ እቶት ካብ ሕብረተሰብ 625 ሚሊየን ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ልዕሊ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ዋጋ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ወፃኢ ሃገር ንንዝነብሩ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገር ንኽመፅ ዝቐረበ ፃውዒት ስዒቡ ንዝመፅኡ ኣብ ዋጋ ትኬት ኣውሮፕላንን ሆቴል ስካይላይትን ካብ 15 ክሳብ 20 ሚኢታዊ ምንካይ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ…