መሰረታዊ ዓቕሚ ምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ባዕልና ኢና-ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈርን ማሕበራትን ትግራይ " ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ"ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን…