ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝዓለመ መድረኽ ምልዕዓል ፀረ ኮንትሮባንድ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዘሰናደኦ መድረኽ ምልዕዓል÷ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራል፣ ክልልን ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ንዘኽብሩ ኩሎም ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይና Desta Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሓሙሽተ ሃገራት ብዕሊ ኣባል ብሪክስ ኮይነን። ኣባል ብሪክስ ዝኾና ሃገራት፥ ኢትዮጵያ ስዑዲ ዓረብ፣ ግብፂ፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብን ኢራንን ከምዝኾና ሲጂቲኤን ፀብፂቡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ስፓርት ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕላጋት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ውድድራት ኦሎምፒክ ብ3 ሺሕ መሰናኽል ንሃገሩ ዝወከለ ኣትሌት ኪፕላጋት÷ ኣብ ክሳዱን ኣፍ ልቡን ብበኪሕ ነገር ተወጊኡ ህይወቱ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዝተፈላለያ ሃገራት ሓዱሽ ዓመተን ተቐቢለን Gebremariam Weldegerima Jan 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ዘበን ጎርጎሮሳውያን ዝጥቀማ ሃገራት ሓዱሽ ዓመት 2024 ተቐቢለን። እተን ሃራት ኣብ ርእሰ ከታማታተብ ብዝተፈላለዩ ምርኢታትን ድሙቕ ስነ-ስርዓታትን ኢየን ሓዱሽ ዓመተን ተቐበሊን። ኣውስትራሊያን ኒውዝላንድን ሓዱሽ ዓመት 2024…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኮንጎ ምዕዋቶም ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌሊክስ ትሺሴኬዲ ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ዕላዊ ገይሩ። ፌሊክስ ትሺሴኬዲ 70 ሚኢታዊ ድምፅ መረፅቲ ከምዝረኸቡ እቲ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። ብመሰረት ውፅኢት እቲ መረፃ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴክተር ጥዕና ዘፈር ውልቀን መንግስቲን ምውዳድ ብምጥንኻር ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ወ/ሮ ፍሬህይወት ኣበበ፣ ኣመራርሓታት ፌዴሬሽን ክንክን ጥዕና…
ስፓርት ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል እንትትሰዓር ቶተንሃም ዓወት ቀኒዑዋ። ንኣርሴናል ዘተኣናገደት ፉልሃም ክትምራሕ ድሕሪ ምፅናሕ 2 ን 1 ክትዕወት ክኢላ። ጋንታ ፉልሃም ንኽትዕወት ራኡል ሄሜኔዝን ኮርዶቫ-ሬይድን…
ስፓርት 2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ነይሩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ንተወዳደርቲ 5 ሺሕ ሜትሮ ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ታሪኻዊ ዓመት ከምዝነበረ ኣትሌቲክስ ዓለም ገሊፁ። ኣብቲ ዓመት ክብረ ወሰን እቲ ርሕቐት ክልተ ግዘ ከምዝተሰበረ ተሓቢሩ። ካብዚ ብተወሳኺ ካብ 10 ናይ ኩሉ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊላንድ ሙሴቢሂ ኣብዲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ…