ኣብ ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምክልኻል ምቁፅፃርን ሕማም ቲቢ ኣብ ዞባታት ማእኸልን ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ንምጅማር ዝዓለመ ዋዕላ ተሳሊጡ።
እቲ ዋዕላ፥ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ምስ ሪች ኢትዮጵያ ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ውሽጢ ዓዲ ብምትሕብባር ዘሳለጥዎ…