ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ … በዓል ዕርቂን ትሕትናን Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ልዑል ቦታ ሂባ ካብ ተኽብሮም ዓበይቲ በዓላት ሓደ ኢዩ፡፡ እቲ በዓል ኣብ ወርሒ ታሕሳስ መበል 29 መዓልቲ ዝኽበር እንትኸውን፥ ኣብ ዓርባዕተ ዓመት ሓደ ግዘ ድማ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማዊት እመቤት ብምዃን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Jan 7, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቤት ትምህርቲ ዓይነ ስዉራን ሼይካ ፋጢማ ቢን መብሩክ ብምርካብ መኣዲ ኣካፊሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ኣብ…
ቢዝነስ ብሄራዊ ባንንኪ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 32 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ድማ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዋጋ ሓደ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 8729 ብር ኮይኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 381 መንበሪ ኣባይቲ ንዓቕመ ደካማታት ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር 381 መንበሪ ኣባይቲ ንሰብ ውዕለታ ሃገርን ዓቕመ ደካማታትን ኣመሓላሊፈን። እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማታት ንፋስ ስልክ ላፍቶን ቂርቆስን ኣብ ዝተሃነፀ በዓል 5…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ-ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር Desta Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓ ኣብ ፖሊሲን ትካላትን ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ሰብኣዊ ርክብ እውን ክካየድ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ቀደማይ ሚኒስትር። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ መልላእ ሃገርና ስድራ በዓል ልደት ንምኽባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Desta Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካውንስል ኣብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ካውንስል ቄስ ደረጄ ጀምበሩ ነቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያን ዝተፈላላያ ሃገራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ በዓል ልደተ ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ ኣብ መልእኽጾም፥ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀጳጳሳት ካቶሊክ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ልደት ናይ ኩሉ መሰረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ዘበን ልደት እየሱስ ክርስቶስ እነኽብሮ ዝተነገረ ቃል ተስፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jan 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 22 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብደላሎ ተታሊሎም ናብ ሃገራት ወፃኢ ንምኻድ ዝተኣከቡ ሰባት ዝፀዓነ ተስሓቢ መኪና ኣብ…