Fana: At a Speed of Life!

ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 17 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ እናተውሃበ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ። እቲ ስልጠና ኣብ ትካላዊ ሪፎርም፣ ስነ ምግባርን ኣመራርሓ ለውጢን ከምኡ እውን ሃገራዊ ለውጢ…

መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ምኽንያት ብምግባር "ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት ፌስቲቫል ባህሊ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፌስቲቫል ንኹሎም ብሄር ብሄረሰባት…

ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ብምእታው ውድድሩ ዛዚሙ፡፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣሌክሳንደር ሙቲሶ ካልኣይ ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላት ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንክህልዋ እትገብሮ ፃዕሪ መሻርኽቲ ኣካላትን መንግስታትን ንክድግፉ ፃውዒት ኣቕሪባ። ኣብ ዱባይ ምስ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኮፕ28 ጎኒ ንጎኒ በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ዘተ ኣካይደን። ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕብራት መንግስታት ሓዊሱ…

ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስግግር ስርዓተ- ምግቢ ዘስምር ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣቕሪባ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዱባይ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ ጉባኤ ብዝምልከት እቶም ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ጉባኤ ሰፊሕ ለውጢ…

ውሕመ ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ቅድሚ 30 ዓመት ኣብ ሶማሊያ ኣንቢሩዎ ዝነበረ ማዕቐብ ኣፅዋር ኲናት ኣልዒሉዎ። እቲ ማዕቐብ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ ውሳነ ኢዩ ምልዓሉ ኣር ቲ ፀብፂቡ። ኣብ ዘበነ ስልጣን ዝያድ ባሬ  1992 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሶማሊያ…

ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቤት ፅሕፈት ኣብርሆት ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ክኸውን፣ በቢእዋኑ እናወሰኸ ዝመፅእ ዘሎ ድልየት ጠቀምቱ መበገሲ ብምግባር 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ንክህብ ወሲኑ።…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካዛብላንካ በረራ ምምልላስ ፅዕነት ክጅምር ኢዩ። ናብ ካዛብላንካ ዝገብሮ በረራ ኣብ ሰሜን ኣፍሪካ ፈላማይ ከምዝኾነ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ኣፍሪካ…

ፖሊስ ፌዴራልን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ኤጀንሲ ብሄራዊ ገበን ብሪታኒያን ኣብ ምክልኻል ገበን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም። ብኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሪታኒያ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። ድሕሪ እቲ ዑደት መስ…

ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ኣመራርሓ መንግስቲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ዝከታተሉ ዘለዉ ሰልጠንቲ፥ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና ሰላማ ዝተሓለወ ኢትዮጵያ ንምህናፅ ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጠረ ኢዩ ኢሎም። ኣብ ከተማ ባህርዳር ኣብ ማእኸል ስልጠና “ከእዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…