Fana: At a Speed of Life!

እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ታንዛኒያ እዋን ማእሰርቶም ዝዛዘሙ 95 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። እቶም ዜጋታት ናብ ዓዶም ንክምለሱ ኣብ ታኒዛኒያ ዘሎ ኤምባሲ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታትን ብሓባር ብዝገበርዎ ፃዕሪ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ቀፃሊ…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትእስሳር ንግዲ ቡን ናብ ዝለዓለ ብራኸ ምስግጋር ከምእትደሊ ገሊፃ። ኣብ ቻይና ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ግብርናን ገፀርን ብሄራዊ ኮንግረስ ፓርቲ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ሎሚ በዶን ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር ) ኣብ መካነ ርእይ(ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያን ዑደት ገይሮም። ኢትዮጵያ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዘሎ ኣውደ ርእይ (ፓቪሊዮን) ኣብ ምፍላጥ ትርከብ። ወርቅነህ ገበየሁ…

ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥  ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ግዴትኡ ብመንፈስ ህዝባዊ ውግንና ይዋፃእ ኣሎ- ሌ/ጄ መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ናይ ጎጃም ኮማንድ ፖስት ኣካቢን ናይ ምብራቕ እዝ ኣዛዚን ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ወረዳ ደጋ ዳሞት ዕደት ስራሕ ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት ኣብቲ ወረዳ ዘሎ ቀዳማይ በርኪ ሁስፒታል ርእዮም።…

ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ብምዃን ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወ/ሮ ሜላተወርቅ ሃይሉን ኣይተ ታደሰ ለማን ሕፁያት ኣከብቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ብምዃን ቀሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሸሞንተ ኣባላት ዘለውዎ መልማሊ ኮሚቴ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስያሞም ይዝከር።…

ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዝልካዕ ብተግባር እምበር ብዝውሰኑ ውሳነታት ኣይኮነን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…

ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ኣይኽእላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሸኽሚ ዕዳ ዘለወን ሃገራት ፈተና ክሌማዊ ለውጢ ክፃወራ ከምዘይኽእላ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ መደረ ኣስሚዖም። ኣብ መደረኦም ድማ ዝተጎድኣ…

ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታት ትኹረት ከምዝገብርን ውሳነታት ከምዘሕልፍን ትፅቢት ይግበር፡፡ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…

ኣብ ጥቓ ከተማ ሓውዜን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ወገናት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከተማ ሓውዜን ናብ መጋብ ኣብ ዝወስድ መንገዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሂወት ኣርባዕተ ወገናት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ንግሆ ከባቢ ሰዓት 2:45ዘጋጠመ ከምዝኾነ ሚዲካል ዳይረክተር ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓውዜን ዶ/ር ዑቑባይ…