ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ሎሚ ናብ ስራሕ ኣቲየን፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን÷ “ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ…
ስፓርት ፀወታ ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተዛዚሙ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንችስተር ሲቲን ሊቨርፑልን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ማንቸስተር ሲቲ ኣብ ሜድኣ ንሊቨርፑል ኣብ ዘተኣናገደትሉ ፀወታ፥ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ መበል 27 ደቒቓ ብዘቑፀራ ሸቶ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን 2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 4-ቢሮ ፕላንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ወረዳ ኣበርገለ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕን ወረዳ ኣበርገለን ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ። እቲ ደገፍ ካብ ትካል ሓገዝ ፈረንሳይ ዝተረኸበ እንትኸወን፥ ካብ 6 ክሳብ 12 ወርሒ ንዘለው ህፃናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ -ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ከብላ ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ከምዘሎ ይፍለጥ። ከንተባ ኣዳነች ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ቅድመ ሐዚ 184 ዜጋታት ቅድመ ሐዚ ናብ ሃገሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ዘቲየን። እቲ ዘተ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ፍሰት ሃወፅቲ ክብ…
ስፓርት ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ መበል 19 ዙር ውድድር ሪለይ ማራቶን ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሃገራዊ ውድድር፥ ካብ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳራት ከተማን ክለባትን ኢትዮጵያ ዝተወከሉ ብዓለምለኸ መዓቐንታት ዳያኑ ዝተሓረዩ 84 ኣትሌታት ምዝሳተፉ ተገሊፁ። 5፣ 7ን…