ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቕሚ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርቲን ንምድንፋዕ ስራሕቲ ምምሕያሽ ገዛኢ መምርሒ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣመልኪቱ።
እቲ ሚኒስቴር ትግበራ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ተከትሎ ልዕሊ 22 ነጥቢ 7 ሚሊየን መምሀሪ መፃሕፍቲ 2ይ ብርኪ ብምሕታም÷…