ዓወት ካራማራ ሉኣላዊነት ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ኢዩ – ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ካራማራ ግዝኣታዊ ሓድነትን ሉኣላዊነትን ኢትዮጵያ ንምኽባር ዋጋ ዝተኸፈለሉ ዓብዪ ዓወት ከምዝኾነ ነበር ኣባላት ጦር ሰራዊት ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያውያን ካብ ዓወት ዓድዋ ጀሚሩ በቢዘበናቱ ኣብ ክብሪን ሉኣላዊነትን ሃገሮም ዘይደራደሩ ከምዝኾኑ…