ስፓርት ኣርሰናል እንትትዕወት ማንቸስተር ዩናይትድ ነጥቢ ተማቒላ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንሰንደርንድ 2 ን 0 ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዮኬሬሽን ራይስን ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝገቦምወን፡፡ ነዚ ስዒቡ ኣርሰናል ብሸውዓተ ነጥቢ ኣፈላላይ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ገፀር ሜላ ኣነባብራ ሓረስቶት ብምልዋጥ ዝተማለአ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዝዓለመ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ከተማ ንምህናፅ ልምዓት ኮሪደር ካብ ኣዲስ ኣበባ ብምጅማር ኣብ ኩለን ክልላት ስራሕቲ ልምዓት እናሰርሐ ይርከብ፡፡ እዚ ልምዓት ኮሪደር ኩለመዳይ ምዕባለ ኣብ ምርግጋፅ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ፡፡ ካልኦት ከተማታት እውን ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና – ኣመራርሓ ፓርቲ ስምረት Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት)ብኣተሓሳስባን ብተግባርን ዘቑሰልናዮ ህዝቢ ክንክሕስ ኣለና ኢሎም። እቲ ፓርቲ ኣብ ሻውዓይ ሃገራዊ መረፃ ንምስታፍ ኣድላዪ ምድላው እናገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣባል ቤት ምኽሪ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ሸውዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ምሸት 12:00 መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታዲየም ተርፍ ሙር ምስ በርንሌይ ክትፃወት ኢያ፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 21 ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን (ET-BCE) ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ኤርባስ ኤ350-900 ኣውሮፕላን ምርካቡ ንመገደኛታት ዝህቦ ዘበናዊን ምቹውን ኣገልግሎት ብዝሐሸ መገዲ ዘጠናኽር ከምዝኾነ…
ስፓርት ኪሊያን ምባፔ ናይ ወርቂ ጫማ ሽልማቱ ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተፃቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ኪሊያን ምባፔ ኣብ ዘበነ ውድድር 2024/25 ዝተዓወቶ ሽልማት ወሪቂ ጫማ ሎሚ መዓልቲ ተረኪቡ፡፡ ኪሊያን ምባፔ ኣብ 2024/25፤ 31 ሸቶታት ብምምዝጋብ ኮኸብ መመዝገቢ ሸቶ ላሊጋ ስፔን ብምዃ ምዝዛሙ ይዝከር፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኒውክሌር ንኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባለ ዝድግፍ ኢዩ ኢሎም ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝገለፁዎ÷ ሓይሊ ኒውክሌር ኣብ ዓውዲታት ጥዕና፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ተሳገርቲ ሩባታታ ዘለዋ ቅዋም ፍትሓዊ ተረባሕነት ምርግጋፅ ኢዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዶብ ሰገር ሩባታታ ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ፍትሓዊ ተረባሕነት ምርግጋፅ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። "ማይን ንፁህ ኢነርጂን ንዘላቒ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 17 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ምስ ጣልያን ዘለዋ ርክብአዕቢዩ – ኣምባሳደር ደሚቱ ሃምቢሳ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ኢትዮጵያ ካብ ጣልያን ሓሊፉ ምስ ሃገራት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ አዕቢዩ ኢዩ ኢለን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣልያን ደሚቱ ሃምቢሳ፡፡ እተን ኣምባሳደር ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበለኦ÷ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገንን…
ቢዝነስ ብተካእቲ ፍርያታት ልዕሊ 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2018 ብተካእቲ ፍርያታት 1 ነጥቢ 08 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ፡፡ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ከምዝበለኦ÷ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ዓውዲ ምፍራይ ውፅኢታውነት ብዝበለፀ…