ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ – ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ትካል ንግዲ ዓለም ንምዃን ዘኽእላ ናይ መወዳእታ ዕዉት ድርድር ኣካይዳ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ሚኒስትር ንኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዝተገበረ 7ይ ዙር…