ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 4ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ደ/ር) ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 28 መስከረም 2016…