ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Nov 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ማንዱራ ዝነበሩ ዕጡቓት ጉህዴን ፃውዒት መንግስቲ ብምቕባል ናብ ሕብረተሰብ ከምዝተመለሱ ዞባ መተከል ኣፍሊጡ፡፡ እቶም ዕጡቓት ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም እንትምለሱ÷ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እቲ ዞባን ሽማግለታት ሃገርን ኣብ ከተማ ገነተ ማርያም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ መሰቦ ተመን ዋጋ ችርቻሮ ስሚንቶ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ፋብሪካ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፥ ብመሰረት ሓዱሽ መስርሕ መሸጣ ሲሚንቶ ተመን ዋጋ ችርቻሮ PPC ሲሚንቶ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ ። ስለዝኾነ ካብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ ህንፀት ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ገይረን። ከይዲ ህንፀት እቲ ስታዲየም፣ ሃድሶ ደቂ ኣኒስቲዮን ካልኦት ፕሮጀክታትን ተዘዋዊረን ርእየን። እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ከይዲ ህንፀት ንብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓገዝ ከምእትገብር ገሊፆም Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገነዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለጥ ሪፎርም ዓውዲ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾነት ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ስዑዲ ኣፍሪካ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፣ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት…
ቢዝነስ መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ-ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ንኢንቨስትመንት ሞተር ምዕባላ ኢኮኖሚ ብምግባር ክጥቀምሉ ይግባእ ክብል ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ገሊፁ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ ምስ ዝተሳለጠ ፎረም ኢንቨስትመንት ጎኒ ንጎኒ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒን ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ተመሪቖም Desta Nov 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ብ‘’ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ’’ ዝሰልጠኑ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይምረቑ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ቀፀልቲ ተስፋታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ። ኣብቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ አዴሲና ተዛቲየን። ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉበኤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ…