ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት መሰል ኣለዋ-ምሁራን Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ውክልና ብዘይብሉ ኣካል ዝሰኣነቶ ኣፍደገ ባሕሪ ናይ ምሕታት ታሪካዊ መሰል ኣለዋ ኢሎም ምሁራን ሕጊ። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ምሁራን፥ ወሰና ባሕሪ ዝነበረት ኢትዮጵያ በዓልቲ ዋና ግዙፍ ሓይሊ ባሕሪ ነይራ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይ ዝተጀመረ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናብራ ማሕበረሰብ ገፀር ንምምዕርራይን ፍሪያት ንምስሳንን ዝተጀመረ ስራሕ ኩለመዳያዊ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዘረጋግፅ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ከልል…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ መበል 17 ሓፈሻዊ ጉባኤኡ የሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ መደባት 2017 ዓ.ም ዝቐረበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ባጀት ዓመት ደምር ኣታዊ ለዕሊ 357 ሚሊየን ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ 2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ግብርና ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ተሓጋዝነት ከምእትወፅእ ዘርእይ ኢዩ- ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝመፅአ ለውጢ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ተሓጋዝነት ከምእትወፅእ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ትማሊ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሸቐጣት ቻይና ኣንቢራቶ ዝነበረት ቀረፅ ካብ 57 ናብ 47 ሚኢታዊ ክትንኪ ኢያ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ ኣሳሊጦም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእልዎም ኩነታትን ሓበራዊ ተረባሕነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ Desta Oct 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓመታዊ ስልጠና 2018 ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ። እቲ ስልጠና፥ “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ፣ መርኣዪ ዓውዲታት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንዝቕፅሉ 10 መዓልታት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ናይ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት 9 ሚሊየን ሄክታር ዝፅጋዕ መሬት ስርናይ ክፈሪ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ካብ 8 ነጥቢ 5 ክሳብ 9 ሚሊየን ሄክታር ኣብ ዝኸውን መሬት ስርናይ ፍከሪ ኢዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከይዲ ኣተኣኻኽባ ስርናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ሃገርና ዝምራሕ ብናይ ባዕልና ፅናዓት፣ ፈጠራን ናይ ስራሕ ትግሃትን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 አዲስ አበባ፣ ጥቅምት 19፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓቀኛ ለውጢ ሃገርና ዝምራሕ ብናይ ባዕልና ፅናዓት፣ ፈጠራን ናይ ስራሕ ትግሃትን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብክረምታዊ ስራሕቲ ፍርያት ስርናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍትሒ ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርጋፅን ግደ ዓገብቲ ሕጊ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያስላሴ ዓቀብቲ ሕጊ ፍትሒ ንምዕሳልን ልዕልነት ሕጊ ንምርጋፅን ወሳኒ ግደ ይፃወቱ ኢለን። ኣብ ቻይና ከተማ ጓንጁ ፎረም ምትሕብባር ዓቀብቲ ሕጊ ቻይና - ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ። ኣብቲ ፎረም፤ ኢትዮጵያ፣…
ስፓርት ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ ስዒራ Gebremariam Weldegerima Oct 29, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሳልሳይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንወላይታ ድቻ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት፤ ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ብሩክ…