ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ሪያድ ኣምሪሖም Desta Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ስዑዲ ዓረብ ኣቲዩ። ኣብ ፈላማይ ጉባኤ ስዑዲን ኣፍሪካን ንምስታፍ ዓሊሙ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ሪያድ ምምርሑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና – ከንቲባ ኣዳነች Gebremariam Weldegerima Nov 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ተወዳዳሪትን ተመራፂትን ከተማ ናይ ምግባር ራኢና ክነዕውት ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ብሄራዊ ዩኔስኮን ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ሚኒስትር ትምህርቲ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣህመድ ቤልሁ ኣልፋላስ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዝሃበቶ ናፃ ዕድል ትምህርቲ፣ ተግባራዊነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ምጉልባት ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊት ደቂ ኣኒስቲዮ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ሴሲል መኩሩቡጋ ዘቲየን። እቲ ዘተ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነት ሰርዓተ ፆታን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንምዕባለ ኣተኣኻኽባ እቶት ውሽጢ ዓዲ ዝገብሮ ደገፍ ከምዘጠናኽር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር እቶትን ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ዓለምን ካብ ውሽጢ ዓዲ ዝእከብ እቶት ንምዕባይ ዘኽእል ዘተ ኣሳሊጦም። ሚኒስትር እቶም ኣይናለም ንጉሴ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ተባሂሉ Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብዘይኣግባብ ዝባኽን ሃፍቲ ህዝቢ ብጠንካራ ኦዲት ምክትታል የድሊ ክብላ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ወ/ሮ መሰረት ዳምጤ ተዛሪበን። መበል 22 ጉባኤ ኦዲተራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑዲዓረብን ብዓውዲ ነዳድን ኢነርጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስተር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ኢነርጂ ስዑዲ ዓረብ ኣብዱል ኣዚዝ ቢን ሰልማን ኣል ሳዑድን ክታሞም ኣንቢረሙሎ። ኣብ መንጎ…
ቢዝነስ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ፕሮጀክት ቴክኖ ፓርክ ቴክስታይል ኢትዮ-ኮሪያ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰን ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ሴኪዮሄን ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ማእኸል መሐብሐቢ ኣረጋዊያንን ሕሙማት^ ኣእምሮን መቄዶንያ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣይተ ደመቀ፥ ብብርኪ ዓለም ንመበል 33 ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 32 ግዘ ዝኽበር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላም ንምምፃዕ ዓሊሙ “መሰረታዊያን ህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ብሚኒስቴር ሰላም ዝተሰናድአ እንትኸውን፥ መምህራን ዩንቨርስቲን ኣካላት ሚዲያን ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ…