ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዘበነ ትምህርቲ ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ኤጀንሲ ምገባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ምነወር ኑረዲን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ልዕሊ 997 ሺሕ ነዝኾኑ ተምሃሮ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ማሲንጋ ተዛሪዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ጠሚቶም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ Desta Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ዝርርብ ደው ምባል ተዂሲ ሱዳን ኣብ ጂዳ ከምዘተግብር ተገሊፁ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፥ ዘተ ሱዳን ምስ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ሱዑዲ ዓረብን ኣሜሪካን ብምዃን ቤት ምኽሪ መራሕቲ ኢጋድ ብምውካል ኣብ ጂዳ ከምዝርከቡ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ። ውሳነታት መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ይግባእ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘፈር መሬት ዝረአዩ ግዕዝይናን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ኣብ ምክልኻል ትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ንመበል 44 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 36 ግዘ ዝኽበር ዓለማዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ዘተ ዝተረኸባ ሓላፊት ቢሮ ባህሊ ኪነ ጥበብን ቱሪዝምን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳው (ዶ/ር)፥ ኢትፐይ መስራቲት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ፓርቲን መንግስቲን ዝተሳለጡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ዝጠመተ መድረኽ ኣብ ኣዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጀመረ ግምጋም ኣፈፃፅማ መኽፈቲ መደረ ዘስምዑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ Desta Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ዝተመረፁ ግዝኣታት ምብራቓዊ ሶሪያ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኢራንን ብኢራን ዝድገፉ ዕጡቓትን ዝጥቀሙሎም ወተሃደራዊ ማእከላት ዒላማ ዝገበረ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣብ ምብራቓዊ ሶሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክበን ብምጥንኻር ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ትምህርቲን ልምዓትን ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta Oct 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ በቀለ ሙለታ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ በቀለ ብዘጋጠሞም ሕማም ሕክምናዊ ሓገዝ እናተገበረሎም ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ሎሚ ዘውግሕ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ኣብ ዝተፈላለያ…