ንምኽባር ልኡላውነት ሃገርን ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ኣድላዪ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና-ኣባላት ሰራዊት
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ልኡላውነት ሃገርን ምርግጋፅ ዘላቒ ሰላምን ኣድላዪ መስዋእቲ ንምኽፋል ድልዋት ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፆም።
መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ “ብዝተፈተነ ቁፅሪ ዝፀንዕ ሰራዊት ዓወት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…