ስፓርት ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ዓወት ቀኒዑዋ። ቀዳማይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም÷ ትማሊ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ ፀወታ እቲ ሊግ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንህንፀት “ሎጅ ቃላይ ደንቢ” እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣካል “ገበታ ንወለዶ” ዝኾነ ሎጅ ቃላይ ደንቢ እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ቤንች ሸኮ ዑደት ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ድሕሪ 1 ዓመትን መንፈቕን ኣብ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ናብ 10 አዕቢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ለንደን ዝገብሮ ሳምንታዊ በረራ ካብ 7 ናብ 10 ንምዕባይ ከምዝተዳለወ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ከተማ ለንደን ናብ ዝርከብ ጋትዊክ ኤርፖርት ዝገብሮ ሓዱሽ ሰሙናዊ በረራ ካብ 11 ሕዳር 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ኣመዝጊቦም ኢዮም – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ እናተሳለጡ ዝርከቡ ንሕብረተሰብ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ስራሕቲ ልምዓት ዝበረታታዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገቡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ተሸፊኑ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ 530 ሺሕ ሄክታር መሬት ዝኸውን ብቡን ከምዝተሸፈነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ ብቡን ካብ ሞንጎ ዝተሸፈነ መሬት እቲ 50 ሚኢታዊ ውፅኢታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪታንያ ወታደራታ ንዩክሬን ንምልኣኽ ድሌት ከምዘለዋ ሚኒስቴር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ብሪታንያ ግራንት ሻፕስ ኣብ ዩክሬን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገበሩ ኣርቲ ፀብፂቡ፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ዩክሬን ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት÷…
ስፓርት ድርቤ ወልተጂ ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ደቂ ኣንስትዮ ሪከርድ ሰይራ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ኣብ ሓደ ማይል ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑወን፡፡ ኣትሌት ድርቤ ወልተጂ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ እንትትዛዝም ፍሬወይኒ ሃይሉ ድማ ካልኣይ ደረጃ ክትሕዝ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ዓወት ቀኒዑዎም Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ዓወት ቀኒዑዎም። ኣትሌት ሓጐስ ገብረህይወት ነቲ ርቕቐት 12 ደቒቕን 59 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓዊቱ፡፡ ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ላዕለዎት ኣመራርሓን መዳርግቲ ኣካላትን በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንሕሕበር እናተገበረ ዝርከብ ምድላ ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።…
ስፓርት ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ዓለም 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት እጅጋየሁ ታዬ ኣብ ሪጋ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ብ5 ኪሎ ሜትሮ ሳልሰይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣትሌት እጅጋየሁ ነቲ ርሕቐት 14 ደቒቕን 40 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ኣብቲ ርሕቐት…