Fana: At a Speed of Life!

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ፡፡ ካብ 11 ጥቅምቲ ጀሚሩ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ዕቤት ማሕበራዊን ቁጠባዊ ሃፍቲን፣…

ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ቀጣናዊ ዝምድና ተጠናኽር ኣላ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ቀጣናዊ ዝምድና ተጠናኽር ኣላ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መጀመሪ መርሃ ግብሪ መበል ካልኣይ ሰሙን ማይን ኢነርጂን ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር፥…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ኣብ ውሽጢ ዝበለፁ ኣትሌታት እዚ ዓመት ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ዮሚፍ ቀጀልቻን ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ውሽጢ ሕፁያት ዝበለፁ ኣትሌታት ወድድር ጎደና እዚ ዓመት ኣቲዮም። ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ መረዳእታ፥ እቶም ኣትሌታት ኣብ ወድድር እዚ ዓመት በዝተፈላለዩ…

ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዝኽሪ ደቂ ሰባት ተሓሊዩ ንክፀንሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪታ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ነብዩ ባዬ፡፡ ቅርስታት ስነ ፅሑፍ ኢትዮጵያ ናይ ምሕላው፣ ምክንኻን፣ ምፍላጥን ኣብ ማህደር ዝኽሪ ዓለም ናይ ምምዝጋብን…

ፍትሓዊ ክፍፍል ኩባኒያታት ነዳዲ ዝቆፃፀር ኣሰራርሓ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረብን ፍትሓዊ ክፍፍልን ኩባኒያታት ነዳዲ ዝቆፃፀር ሓዱሽ ኣሰራርሓ ዕዳጋ ተግባራዊ ተገይሩ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን። ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፥ክፍፍልን ነዳዲ ፈትሓዊን ንልምዓት ሃገር ብዝውዕልን…

ኣብ እዋን ክራማት ካብ ዝለምዐ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ክራማት 2017/18 ዓ.ም ካብ ዝለምዐ 4 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዘርኢ ስርናይ ልዕሊ 175 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ትፅቢት ይግበር  ኢሎም ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኣዲሱ ኣረጋ። ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ክልል ኦሮሚያ ሃገራዊ…

መበል 11 መድረኽ ፎረም ጣና ተኸምቢቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባን ክሳለጥ ዝቐነየ መበል 11 ፎረም ጣና ተኸምቢቱ። እቲ መድረኽ፥ “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ሰርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፍሪካ ኣብ ስርዓት ዓለም ተረባሒት ምግባር ኣብ…

ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ግብርና ናብ ኢንዱስትሪ ንዝግበር መሓውራዊ ሽግግር ዓውዲ ኢነርጂ ዘለዎ ግደ ልዑል ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፥ ዑደት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ኮይሻ” ብዝብል ርእሲ…

ካብ ሙዚዬም  ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ሙዚዬም  ሎቭር ፈረንሳይ ክባር ዝኾኑ ገይፃመይፂ ብምስራቕ ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ቤት ፅሕፈት ዓቃቤ ሕጊ ፓሪስ ከምዝበሎ፥ እቶም ውልቀ ሰባት ዝሰረቕዎም ክባራት ገይፃ መይፂ ብምሓዝ ካብ ሃገር ክወፅኡ ክብሉ…

ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ቦቆል ፍልጠትን ትውፊትን እንከይተጓጎደለ ንትውልዲ ንክመሓላለፍ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን፣ ኢንስቲትዩት  መርምር ኣርማወር ሃንሰንን ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ማእከላዊ ክልል ኢትዮጵያን ምስ ዞባ…