ስፓርት ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ጋንታታት ሎሚ ምሸት ክጅምሩ ኢዮም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ሊቨርፑል ካብ ሜዳኣ ወፃኢ ብምጉዓዝ ምስ ጋላታሰራይ ክትራኸብ ኢያ፡፡ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ታሪኸን ሽዱሽተ ግዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሬዳዋ ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነትን ምጥህብባርን ኣርኣያ ትኸውን ከተማ ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሬታት ቢርካ ንምንባር ገንዘብ፣ ቋንቋ ወይ እውን እምነት ዘይኮነስ ሰብነት ይኣክል ኢዩ ኢሎም ዝኣምኑ ኢዮም ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ድሬዳዋ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ተወጊኖም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ተስፋ ዝህቡ ስራሕቲ ልምዓት ተወጊኖም ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣፈፃፅማ ትልሚታት ልምዓት ንምግምጋም ዝገበሩዎ ዑደት ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም፡፡ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርታ ዘልዕሉ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብነበርቲ ቅርታ ዘልዕሉ ዝነበሩ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ተርሚናል ኣውቶቡስ ኮልፈ 18ን ኣየር ጤናን ካራ ወለቴን ዑደት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓዱሽ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ሞጅታባ ኻሜኒ … mizan mekonen Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን እስራኤልን ቅድሚ ሒዲት መዓልቲታት ብዝፈፀምኦ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ዝተቐተሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሜኒ ብካልኣይ ወዶም ሞጅታባ ኻሜኒ ተተኪኡ። እዚ ወዲ 56 ዓመት መንእሰይ ሞጅታባ ኻሜኒ ኣብ ኢራን…
ቴክኖሎጂ ቴሌግራም ኣካውንቶም ኣብ ሰረቕቲ ሓበሬታ ከይወድቕ Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብፍሓት ኣብ ረብሓ ዝርከብ ቴሌግራም ናይ መብዛሕትኡ ንግዲን ማሕበራዊ ርክብን ማእኸል ኮይኑ ይርከብ። ነገር ግን ኣድላዪ ጥንቃቐ እንተዘይተገይሩ ኣካውንትና ብቐሊሉ ንሳይበር ገበናት ቅቃልዑ ይኽእሉ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ብስፍሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ድሬዳዋ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ መሸጣ መፅሓፍ መደመርን ካብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ብዝተረኸበ በጀት ዝተሃነፀ ቤተ መፃሕፍቲ እመርታ ተዓዚቦም፡፡ እቲ ቤተ መፅሕፍቲ ልዕሊ 1 ሺሕ ካሬ ሜትር ቦታ ስፍሓት ዝዓረፈን ዘበናዊ መሰረተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን… mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ በረራ ብምክያድ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) የብዕል። እቲ መገዲ ኣየር ተግባር ብምንቅስቃስ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሓያል ተሳትፎ ከምዘለዎን የርኢ። ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ… mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) ‘ድምፂ ደቂ ኣንስትዮ ንዝማዕበልት ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓብ ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ብዓለም ንመበል 115 ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ…