Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

O

ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ወልቃይት ጠገዴ ከባቢ ዲቪዥን ዳንሻ ጣቢያ ሰፈራ ንጥፍኣት ዕላማ ክውዕል ዝነበረ ልዑል መሳርሒታት ጦር ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ኣብ እዚ ሰሜን ዋና ኣዛዚ 5ይ ሜካናይዝድ ክፍለ ጦር ጄነራል ሙሏለም ኣድማሱ ኣፍሊጦም። እም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 452 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 488 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 452  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 104 ሺሕን 879…

ፕሬዘዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ህዳር፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዘዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ሲሪል ራማፎዛ መብርሂ ሂበን። ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣፍሪካ ዘለዋ ልዑል ቦታ መበገሲ ብምግባር እተን እተን ፕሬዚዳንት ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ ዓዲግራት ተቖጻጺሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ኣክሱምን ዓድዋን ሙሉእ ብሙሉእ ከምኡዉን ከባቢ/ዙሪያ ዓዲግራት ከምዝተቖፃፀረ መፃረዪ ሓበሬታ ህፁፅ ጊዘ ኣዋጅ ኣፍሊጡ። ኣብ ግንባር ምዕራብ ሓይሊ ጉጅለ ህወሓት ዘጥቅዕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሕሪ ሽረ ኣብ…