ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ድምፂ ሂቦም mizan mekonen Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ባህርዳር ተረኺቦም ድምፆም ሂቦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝርከብ ጣቢያ መረፃ ህዳሴ (02-1) ተረኺቦም ድምፂ ሂቦም። 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ካብ ንግሆ ሰዓት 12:00…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ንምንጋፍ ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ኣመዝጊቡ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ውሽጢ ሓፂር እዋን ኢትዮጵያ ካብ ተፀባይነት ብምንጋፍ ናብ ምሉእ ሉኣላዊነት ንምስግጋር ዘኽእሉ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቡ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ሓላፊ መተሓባበሪ ማእኸል ስርዓት ህንፀት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለውጢ ስዓቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያን ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ እዮም-ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ምዃኖም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝተመዝገቡ ዓወታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊቼ ጫምባላላ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ-መንግስቲ mizan mekonen Mar 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፊቼ ጫምባላላ ከብሪ ዕርቀ ሰላም፣ ሰላም፣ ሕብረትን ሕውነትን ካብ ምጉልባቱ ብተወሳኺ ሓበራዊ ያታ ንምህናፅ ዝህልዎ ግደ ልዑል ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ንዘበን መለወጢ ፊቼ ጫምባላላ እንቋዕ ኣብፀሐኩም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል ካልኣይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ Desta Feb 1, 2025 0 "ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ዓንዲ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢያ" ዋና ፀሓፊ ፓርቲ ፒፕልስ ራሊ ፎር ፕሮግረስ ጅቡቲ ኢልያስ ሙሳ ዳዋሌ "መንፈስ ሃርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ቃልሲ ፀረ ባዕዳዊ ኣገዛዝኣን ስርዓት ኣፓርታይድን ንክቀፃፀል ገይሩ ኢዩ” ዋና ፀሓፊ ርክብ ወፃኢ ፓርቲ ዛኑ ፒኤፍ ዚምባቡዌ ሲምበርሼ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ዝተተግበሩ ሪፎርምታት ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) Desta Jan 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ማሕበራዊ ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ ክብለዓ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 11፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ኢንዱስትሪ ንሃገርን ነቲ ትካልን ዝህቦ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ህፁፅ እዋንን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ሰብኣዊ ሓገዝ ተበፃሒ ኣብ ዝኾነሉ ኣግባብ ዘድሃበ ከምዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ኣብ ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ክጅምር ኢዩ – ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ Gebremariam Weldegerima Nov 26, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ወርሒ ሰነ ቀዳማይ ዜር ሓይሊ ምፍልፋል ከምዝጅምር ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ዩሲኤል ምስ ዝተብሃለ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዩናይትድ ኪንግደም…