Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምግህማስ መሬትን ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብቲ ዞባ ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም…

ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ነዳዲ ብቑጠባን ንመሰረታዊ ነገራት ቅድሚት ብመሃብን ክንጥቀም ኣለና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጋሞ ብሃደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ትግራይ ንህንፀት ልምዓትን ሰላም ዝተሰለፉ መናእሰይ ትጠልብ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ንህንፀት ልምዓትን ሰላም ዝተሰለፉ መናእሰይ ትጠልብ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ጊዚያዊ ማእኸል ዲሞቢላይዜሽን ኣዋሽ ኣርባ ኣብ ሱዳን ዝፀንሑን ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ናብ ሃገሮም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ጋሞ ህይወቶም ንዝሰኣኑ ወገናት ሓዘኖም ንምግላፅ ናብ ኣርባምንጭ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ዑደት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተመሊሶም ብቐጥታ ናብ ኣርባምንጭ ኣምሖም። ኣብ ፃሒቶም ድማ ኣብ ከባቢ ኣርባ ምንጭን መላእ ዞባ ጋሞን ብዘጋጠመ ሓደጋ ህይወቶም ንዝሰኣኑን ጉድኣት ንዝበፅሖምን ወገናት…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 263 ናይ ሕክምና ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 54 ዙር ዘምሀሮም 263 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣገልግሎት ጥዕና ፅሬት፣ ተበፃሕነትን ፍትሓዊነትን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሰብ ሞያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣአበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ዱባይ፣ ምክትል ፕሬዚዳንትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ኣስክሬን ናይ ምትእልላሽ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀ ተሓቢሩ፡፡ በቲ ሓደጋ…

ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጋጮ ባባ ቀበሌ ላካ 1 መጋቢት 2018 ብምኽንያት ከቢድ ዝናብ ዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ህይወት ዜጋታት ዝበፅሐ ከቢድ ጥፍኣትን ምምዝባልን ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ንተኸተልቲ እምነት እስልምና ሰራሕተኛታቱ ኣብ ዘሰናደኦ መርሃ ግብሪ ኣፍጥር ተሳቲፎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ተቀዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት…