Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መስከረም ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ንሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም መኣዲ ኣካፊሎም። እዚ ሰናይ ክብሪ ኣብ ከምዚ ዝበለ በዓላት ብሰፊሑ ባህሊ ኮይኑ ምቕፃሉ ካብ ትማሊ ክሳብ ሎሚ መለለዪ ኢትዮጵያውያን ምዃኑ…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ንሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ፣ ሊቀ ጳጳስ ዘኣኽስም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ንሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ሓዱሽ ዓመት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)በዓል ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትሩ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም፣…

ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ሓዊሱ ልዕሊ 600 እሱራት ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)ኣይተ ክርስቲያን ታደለ ሓዊሱ ልዕሊ 600 እሱራት ብይቕረታን ክሶም ብምቁራፅን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም። ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ፈቲኖም ብዝብል ተኣሲሮም ዝነበሩ ውለቀሰባት ንኽፍትሑ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ምስ…

ንኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ዝገብሩ ተግባራት ክጠናኸሩ እዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ማእኸል ሎጂስቲክስ ኣፍሪካ ክትከውን ዘኽእሉ ተግባራት ብምጥንኻር ክንቕፅል ኢና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ዐቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ማእኸል መስፋሕፍሒ ማእኸል ሎጂስቲክስ ሞጆ መሪቖም ብዕሊ ስራሕ…

ማእኸል መስፋሕፍሒ ሎጂስቲክስ ሞጆ ንዞባዊ ምትእስሳር ኢኮኖሚ ዓብዪ ዓወት እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ቀዳማይ ምዕራፍ ዘበናዊ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማእኸል ሎጂስቲክስ ሞጆ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ከም ዝገበሉዎ፤ ምስፍሕፋሕ እቲ ማእኸል ምትእስሳር ኢኮኖሚ…

ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ስግግር ዓንዲ ሉኣላውነትና እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። ጳጉሜን 5 “መዓልቲ ፅባሕ” ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ከምኡ እውን…

ኢትዮጵያ ንፅባሓ ሎሚ ትሰርሕ ኣላ!

ፅባሕ ዝውሰን ሎሚ ብእንሰርሖ ስራሕ እዩ! ናይ ፅባሕ ዓወትና ዝሕንፀፅ ብናይ ሎሚ ፃዕርና እዩ። ካብ ትማሊ ሰናይ ተመኩሮታት ብምቕሳም፣ ንሎሚ ብግቡእ ብምግምጋምን ራኢይ ፅባሕ ኣብ ሎሚ ኮይንካ ምህናፅን ፅኑዕ እምነትን መለለይ ባህሪን መንግስትና እዩ። ሃገር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ቴክኖሎጂ…

መዓልቲ ፅባሕ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጳጉሜን 5 መዓልቲ ፅባሕ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መዓልቲ ፅባሕ ሃገራዊ ስግግር ቴክኖሎጂ ካብ ወረቐት ናብ ዲጂታል፤ ካብ ተጠቃማይነት ናብ ፈጣራይነት! ካብ ትማሊ ብምምሃርን ብምእራምን ንሎሚ ብዝለዓለ ትግሃት ብምህናፅ ዲጂታል…

ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…