Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልል ትግራይ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ – ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ንምዝማንን መፍረያይነት ንምድንፋዕን ዘኽእል ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምስ…

ጉዳይ በሪ ባሕሪ ብብርኪ ዓለም ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ታኻሉ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዳይ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም ዝሐሸ ተቐባልነት ክረክብ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ 100 መዓልቲ ሳልሳይ…

ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሃገራዊ ሽቶ ብልፅግና ንምዕዋትን ዓመታዊ ትልሚታት ንምዕዋት ትካላት ለይቲን ቀትሪን ክተግሁ ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣተሓሳሲቦም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ቐንዲ ቐንዲ…

3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ተበፂሑ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ኢትዮጵያ እናተገበረ ብዝነበረ ድርድር ብብርኪ መምርሒ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዕዳ ኣብ እፎይታ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ፤ (ዶ/ር) ኣፈፃፅማ ሳልሳይ…

ርእሰ ምምሕዳር ታደሰ ወረደ ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን ማሕበረሰብ ንግዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ማሕለኻታትን ፀገማትን ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ኣመልኪቶም ምስ ኣማራርሓን ተወከልትን እቲ ማሕበረሰብ ተዛቲዮም። ማሕበረሰብ ንግዲ ትግራይ ዘለውዎም ቁልፊ ፀገማትን…

በዓል ሆሳእና ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሆሳእና ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም…

ዕዳ ወፃኢ ምስ ጂዲፒ ዘለዎ ቁጠባዊ ናብ 13 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ምብፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓድሽ ኣሰራርሓ ሸርፊ ወፃኢ ምዝርግሑ ናብ ወፃኢ ዝልኣኽ ሸርፊ ወፃኢ ንኽውስኽ ብምግባር ሃገርና ዕቑር ሸርፊ ወፃኢ ኽውስኽ ምኽኣሉ ተገሊፁ። ሎሚ ንግሆ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓት ኣዋርሕ ምክያድ…

ርእሰ ምምሕዳር ኦርዲን በድሪ ዝተፈላለዩ ሹመት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሹመት ሂቦም፡፡ በዙይ መሰረት፦ 1.ኣይተ ያሲን ኣብዱላሂ :- ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ወይዘሮ ነባት መሓመድ :- ምክትል ቢሮ ሓላፊ እቶት እቲ ክልል ዶ/ር ኣብዲ…

ፀረ-ደባይ ውግእ ብዓወት ንምዝዛም ስትራቴጂያዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ- ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘይስሩዕ ኩናትን ፀረ-ደባይን ንምኽያድ ስትራቴጂካዊን ነቲ ዓውዲ ዝረድእን ኣመራርሓ ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንደርን ኣየር ወለድን ሌ/ጄ ሹማ አብደታ ኣገንዚኖም፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ኣብ ኮሌጅ ምክልኻል ዋር ሳልሳይ ዙር…

ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብምትጋህን ብምልፋዕናን ዝረኣይን ዝጭበጥን ውፅኢት ኣመዝጊብና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይተዘናጋዕና ንልዑል ውፅኢት ክንተግህ ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ካቢኔን ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ይካየድ…