ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ አሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ብገበን ዝተረኸበ ንብረት ሕጋዊ ምምሳልን ግብረ ራዕዲ ብገንዘብ ምሕጋዝን ገበን ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ መመሓየሺ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡ እቲ መመሓየሺ ኣዋጅ ብሰለስተ ተቓውሞን ብሓደ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ Desta Jun 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕድሳት ተገይሩሉ ንዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ፈተነ ስራሕ ዝፀንሐ ሙዚየም ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንህዝቢ ክፍቲ ኮይኑ። እቲ ቤተ መንግስቲ ጥንታዊ ተሽከርከርቲን መካነ እንስሳትን ሓዊሱ ኣብ ውሽጡ ብዙሓት ታሪኻዊ ቅርስታት ዝሓዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2025 0 መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንዘበናት መናሃርያ ህብረ ብሄራዊነት ኣብ ዝኾነት ናይ ኣባ ጅፋር ሃገር፣ ብንግዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ትምህርቲን ኢትዮጵያውያን ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን እናተራኸቡላ ዝነበረት ከተማ ጅማ ኣቲና። ኣብ ታሪኻዊት ከተማና ንሻድሻይ ግዘ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደርን ባህርዳርን ዝተሃነፁ ፕሮጀክታት ንወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን እናተሰርሑ ዘለው ስራሕቲታት ልምዓት ናይ ሕዚ ወለዶ እጃሙ እናተዋፅአ ምዃኑ የርእይ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ባህር ዳር ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፣ ምክትል ቀዳማይ ማኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደን ኣብ ከተማ ባህር ዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። ኣብቲ እዋን ዑደት ኣማኻሪ ዘፈር ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ቆራፅ ምዃና መርኣያ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ ቆራፅነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ካብ 8…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ Desta Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ሃገራዊ ዘተ ግደ ምሁራንን መራሕቲ ሓሳብን ተጠናኺሩ ንክቕፅል ተሓቲቱ። እቲ ሃገራዊ ዘተ ዘድለ ውፅኢት ንክረክብ ግደ ምሁራን ልዑል ከምዝኾነ ዝገለፁ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ በቲ ዘተ ዝድለ ውፅኢት ንምምፃእ ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንምባል ክተግህ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ታዬ Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅሬት ትምህርቲ ኣብ ምሕላው ክብሪን ስምን ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ክብ ንኽብል ክተግህ ይግባእ ኢሎም፡፡ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር በዓል ምስረትኡ ምኽንያት ብምግባር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ኣብ መንነት ሃገር ዕቤትን ቁልፊ ግደ ይፃቱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ማሕበረሰብ ጥበብ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ጥበባት ንመንነት ሃገርን ዕቤትን ቁልፊ ከምዝኾኑን ባሃላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ብ4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም ፕሮጀክታት መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jun 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ዩኒቨርሲቲ ጎንደር 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆም 22 ፕሮጀክታት መሪቖም ከፊቶም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ÷…