Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት እናሰጋገረ እዩ – ግርማ አመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ንዜጋታት ዝተመጣጠነ ምግቢ ንክረኽቡ ካብ ሸማታይነት ናብ ኣፍራይነት ንክሰጋገሩ እናገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር÷መርሃ-ግብሪ ትሩፋት ሌማት ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር ዝነብሩ…

ሃገራዊ ልምዓት ናይ ኩሉ ርብርብ ስለዝሓትት ኣብ ምልዕዓል ግንዛበ ህዝቢ ጠመተ ክግበር ይግባእ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ልምዓትን ኩለመዳያዊ ዕብየትን ምርግጋፅ ዝክኣል ቀፃሊነት ዘለዎ ልምዓት ተሳትፎ ህዝቢ ብምዃኑ ሃገራዊ ትሚታትን መባፅሕ ሽቶታትን ግንዛበ ምሃብ ኣብ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ጠመተ ክገብር ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)…

ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ዝተመዝገቡ ዓወታት ከይኣዘናግዑና ናብ ዝለዓለ ብራኸ ከለዓዕሉና ይግባእ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሸዓተ ኣዋርሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ ተጀሚሩ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ ኣብቲ ገምጋም “ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ…

ንኣመራርሓን ሰብ ሞያን ኮሙኒኬሽንን ርክብ ህዝቢን እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣተሓባባራይነት ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ እቲ ፓርቲ ኣብ ትሕቲ ዓውዲ ሚዲያን ርክብ ህዝቢን ዝርከቡ ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ዝተፈላለዩ ትካላት ሚዲያ እናተውሃበ ዝቐነየ ህንፀት ዓቕሚ ስልጠና…

ኢትዮጵያ ዞባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ብምትሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ፀገማት ንምፍታሕ ሕብረት ኣውሮፓ ሓዊሱ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ምስራሓ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣኔት ዌበር…

ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ብቑዕ ኣመራርሓ ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታፍ ኮሌጅን ኣዛዝነትን ምክልኻል ኣብ ኣፍሪካ ብቑዕ ኣመራርሓ ምክልኻል ኣብ ምፍጣር እጃሙ እናተዋፀአ ከምዝርከብ ተገሊፁ፡፡ የመከላከያ አዛዥነትና ስታፍ ኮሌጅ በአፍሪካ ብቁ የመከላከያ አመራር በመፍጠር ረገድ ሚናውን እየተወጣ እንደሚገኝ ተገለጸ።…

ውፅኢታዊ ኣኼባ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክያድ ምድላዋት ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ኣኼባ ለውጢ ከባቢያዊ ኣየር ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ ዘኽእል ምድላዋት እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…

ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ህልዊ ኣወዳድባ ኣብያተ ዕዮ ጠሚቱ ይዝቲ ኣሎ። እቲ ካቢኔ ኣቀዲሙ ዝተዛተየ ኣብ ዝቅፅሉ ስለስተ ኣዋርሕ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ኢ ። ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል…

ሓይሊ ባሕሪ ዝተጀመሩ ዕዉታት ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክፍሉ ብዝደልዮ መጠን ንምጥንኻርን ንሰራዊት ተወሳኺ ዓቕሚ ንምዃንን እናወገኖም ዝርከቡ ተግባራት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ትካል ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝሰልጠነ ሓይሊ ሰብ፣ ህንፀት ዓቕሚን ህንፀት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ንግሆ ካብቶም ፕሬዚዳንት ዝተለኣኸ…