Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኬኛ ቤቬሬጅስ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ዓበይቲ ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ንኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ንዓውዲ ማሕበረሰብ ብዙሓት ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ከባቢ ጊንጪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ብምፍጣር ማእኸል ኢንዳስትሪን ፍልጠትን ብምዃን ንመንእሰያት እቲ ከባቢ ዓብዪ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ቀዋሚ ክፍሊ ኤግዚቪሽን ሳይንስ ሙዚየን ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ለውጢ ኩነታት ኣየርን ምላሽ ኢትዮጵያን፣ ሕርሻ፣ ሓይሊ ማይን ኢነርጂን፣ ኤሮኖቲክስን ኣቪየሽን ዘተኮረ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስለሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ሎሚ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮምያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌደራልን ክልልን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ተረኺቦም። ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባር ዝነኣድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ፊሊፖ ግራንዲ ኢትዮጵያ ስደተኛታት ተቐቢላ ብምትእንጋድ እናወገነቶ ትርከብ ተግባርን ፃዕሪን ዝድነቕ ዚዩ ኢሎም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ንላዕለዋይ ኮሚሽነር ፊሊፖ ግራንዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…

ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…

ብዝኾነ ይኹን ኩነታት ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃፁ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላብባሕሪ ይኹን ብምድሪ ዝፍነዉ ትንኮሳታት ዝምክት ሰራዊት ተሃኒፁ ኢዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዘቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክባተ ወፃኢን ሰላምን ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 10 ኣዋርሕ በጀት ዓመት…

ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…

ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ዓቕሚ ክልላት ብምጥንኻር ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምንካይ ይስራሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሽፈራሁ ተኽለማርያም (ዶ/ር ) ንሓደጋ ውሕጅ ቅልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ምስ ክልላት ብምውህሃድ ስራሕቲ ምስርሑ…

ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ብምዃን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ዘቕረብዎ መግለፂ ረቂቕ ባጀት 2017 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ኣዳሚፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ እቲ ረቂቕ ባጀት ተግባራዊ ንዝግበር ዘሎ መመሓየሺን ፊሲካል ፖሊሲን…