ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ብዝጠልቦ መጠን ስራሕቲ ኮሙኒኬሽን ዕላማ ተኮር ምግባር ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶር) ኣገንዚቦም፡፡ “ዕላማ ተኮር ኮሙዪኒኬሽን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንላዕለዎት እናተውሃበ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ፍሉይ ትኹረት ከምዝገብረሉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ንዘለዎ ርክብ ዝተፈለየ ትኹረት ከምዝህብ ምክትል ዋና ፀሓፊ እቲ ሕብረት ሳይመን ሞርዱ ኣረጋጊፆም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሳይመን ሞርዱ ተዛዮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ሚኒስትሮም ገይሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ከይዲ ህንፀት ሞዴል መናሃርያ ቃሊቲ ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ን ሚኒስር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ህንፀቱ እናተዛዘመ ዝርከብ ዘበናዊ ሞዴል መናሃሪያ ሃገር ኣቋፂ ትራንስፖርት ህዝቢ ቃሊቲ ተዓዚቦም፡፡ እቲ መናሃሪያ ኣብ ሰዓት 120…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ብዕሊ ስራሖም ጀሚሮም፡፡ ግዝያዊ ካቢኔ እቲ ክልል ሎሚ ዝተኻየደ እንትኾን÷ ሌ/ጀነራል ታደሰ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ብዛዕባ ዝስርሑ ዕማማት ኣንፈት መምርሕን ሂቦም። ኣብ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካ ሰላም ንምዕሳል ዝገብሮ ፃዕሪ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ክትድግፎ ተሓቲቱ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ አምባሳደር ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሞሓመድ ሳሌም ኣል ረሺድ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብ ሞንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዘሎ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኹሉ ዝሓቑፍ ህንፀት ሰላም ንክህሉ ጠመተ ተዋሂቡ ክስራሕ እዩ-ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ፣ መናእሰይን ግዳያት ክፋል ማሕበረሰብን ንህንፀት ሰላም ዘለዎም ግደ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ገሊፀን፡፡ “ሰላም ተለማመዱ ብሰላም ንበሩ”ዝተብሃለ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ስልጠና ፋና ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ማእኸል ስልጠና ፋና ሚዲያ ኮርፓሬሽን ኣፍልጦ ኣብ ዝረኸበሎም ሰለስተ ዓውድታት ሞያ ስሩዕ ስልጠና ምሃብ ምጅማሩ ሎሚ ኣብሲሩ፡፡ እቲ ማእኸል ቕድሚ ሕዚ ኣብ ብጋዜጠኝነት፣ ሚዲያ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ቴክኖሎጂን ስራሕቲ ስልጠናን ምምኻርን ክሰርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ዕብየት ኢኮኖሚ ንካልኦት መርኣያ ምዃን ከምትኽእል ፓኪስታን ገሊፃ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዲ/ር) ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ርክብ ወፃኢ ቀዳማይ ሚስትር ፓኪስታን ሰይድ ታሪቅ ፋጢሚ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኣብተን ሃገራት ሰላም፣ ምዕባለን ዘላቂ ልምዓትን ሓበራዊ ሸቶታት ንምስካዕ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት መዋእለ ንዋዮም ፈሰስ ክገብሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርክ ኣደም መሓመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታትን ምስ ዝተዋፈሩ ተወከልቲን ሰብ ሃፍቲን ኩባንያታት ቱርክ ዘትዮም፡፡…