ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ሓዊሱ ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ኮሚቴ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ሴኔት ኣሜሪካ ኣባል ላዕለዋይ ፕሮፌሽናል ስታፍ ምስ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝተረኸባ 85 ትራክተራት ንዞባታት ትግራይ ተኸፋፊለን Desta Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ብልቓሕ ዝረኸበን 85 ትራክተራት ሎሚ ንዞባታት ኣከፋፊሉ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብረሃ(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብቲ ክልል ዝተኸፋፋላ ትራክተራት ዓብይ ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ ናብ ትግበራ ክኣቲ ኢዩ Desta Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሃገር ብርኪ ዝወፅአ ሓድሽ ደንቢ መቆፃፀሪ ትራፊክ 557/2016 ድሕሪ 10 መዓልቲ ናብ ትግበራ ንምእታው ምድላዋት ከምዝወገነ ቢሮ ትራንስፓርትን መራኸብን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ታደለ መንግስቱ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ከይዲ ኣባልነት ኢትዮጵያ እቲ ትካል ከምዝድግፋ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ኮሚቴ ተደራዳሪ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ኒኮዚ ኣዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዩ፡፡ ኣብ ዘተኡ ድማ ኣብ ከይዲ ድርድር ንግዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ ኣገልግሎት ንክረክብ ዘኽኣለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ጠሚቶም ኣብ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም፥ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ኮይና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን…
ቢዝነስ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ተላኢኹ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ÷ መበል 21 ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢ ከባቢኡ ዝቐርቡ ሕቶታት ልምዓት ምምላስ እንኽእል ኣታዊና ብእኹል ኩነታት ክብ ምባል እንትንክኣል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጠመተ ብምሃብ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ኣወሃብ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍራይ ኢንዱስትሪታት 61 ሚኢተታዊ በፂሑ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎም መብርሂታት፥ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተጣይሹ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዘለዉ መሓንቓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘጋጠሙ ብድሆታት ብምስጋር ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት 8.1 ዕብየት ኢኮኖሚ ኣመዝጊባ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ መሪሕ ትልሚ 10 ዓመት ምድላዉ ኣዘኻኺሮም። እቲ ትልሚ…