ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባን ተበፃሕነትን ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ ኣባላት እቲ ባይቶን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ክልል ኦሮሚያ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፍትሒ ኣብ…
ቢዝነስ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደም ሱር ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተራት መደባት ኣፈፃፅማ ትሽዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣህጉራዊ ጉባኤ ትካል ስራሕ ዓለም ክተተኣናግድ ኢያ Gebremariam Weldegerima May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 ኣህጉራዊ ጉባኡ ትካል ስራሕ ዓለም ካብ 11 ክሳብ 15 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝካየድ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ኣፍሊጠን፡፡ እተን ሚኒስትር ነቲ ጉባኤ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ በቢክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘላቒ ሰላም ህዝቢ በዓል ዋና ምግባር ይግባእ-ምሁራን Desta May 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘላም ንምፅናዕን ዘላቒ ንምግባርን ትካላት ሃይማኖትን ህዝቢን በዓል ዋና ምግባር ይግባእ ክብሉ ምሁራን ኣገንዚቦም። ትካላት ሃይማኖት ሃገራዊ ምርድዳእ ብምፍጣር ኣብ መንጎ ህዝብታት ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምፅናዕ ርኡይ ግደ ከምዘለዎም እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሳነታት መበል 44 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 44 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ፡- 1.ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተዛተየ ምስ መንግስቲ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም mizan mekonen May 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጁአዎ ማኑኤል ጎንካሌቭ ሎሬንቾ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷”ሎሚንጉሆ ካብ ፕሬዚደንት ጁአዎ ማኑኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅ ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ምንቅስቓስ ይግበር ኣሎ – ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ብምምሕያሽን ዓቕሚ መምህራን ብምህናፅን ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዘኽእል ምንቅስቓስ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ንነበርታ ምቹውቲ ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣዲስ ኣበባ ዝጎደልዋ መሰረተ ልምዓታት ብምምላእ ንነበርታ ምችው ናይ ምግባር ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ትማሊ ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾነ ፓርክ ቡልቡላን ካብ ቦሌ ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልሓት ዝተመልኦ ኣካይዳ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወጥሪ ከምዝሃድአ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲን ህዝቢ ትግራይን ኣብቲ ክልል ተፈጢሩ ንዝነበረ ወጥሪ ዝሃቡዎ ብልሓት ዝተመልኦ ምላሽ ኣንፀላሊዩ ዝነበረ ከይዲ ጎንፂ ክተርፍ ከምዝገበሮ ተገሊፁ፡፡ መንግስቲ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ሰላማዊ ስግግር ስልጣን ንኽግበር ዘርአዮ ፃዕሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም mizan mekonen Apr 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…