ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፍልጦ ሂቡ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተውሃቦም ኣፍልጦ፤ ንቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣባልት ማኔጅመንትን ኣመስጊኖም፡፡ እቶ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ ይሳለጥ ኣሎ Desta Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ የሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንሩዋንዳ መዘነኦም ዝተፈላለዩ ህያባት ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ፍሉያት ህያባት ኣበርኪቶም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ንዝተመርሐ ልኡኽ እንግዶት ድራር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ከቲመን Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ወተሃደራዊ ዓውዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን። ኣብቲ ስምምዕነት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ናብ ዘየድሊ ቅልውላውን ኲናትን ንከይኣቱ ኩሉ ግድኡ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ትግራይ ናብ ዘየድሊ ቅልውላውን ኲናትን ንምእታው ኣብቲ ክልል ተቐባልነት ዝሰኣነ ኣንጃ ህወሓት ካብ ተግባሩ ክቑጠብ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣተሓሳሲቦም። ኣይተ ጌታቸው ኣብ እዋናዊ ኩነታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ-ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Mar 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ሰላም ንከይነግስ እቲ ህዝቢ ኣብ ዓንኬል ጎንፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ ዓመት ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ፕሬዚዳንት ጆኣዎ ሎሬንዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕግታት እንትወፁ ንሃገርን ህዝብን ዝህብዎ ረብሓ ተፈቲሹ ኽኾን ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደሽቲ ሕግታት እንትወፅኡ ፈለማ ንሃገርን ህዝብን ዝህቡዎ ረብሓ ብግልፂ ተፈሊጡን ተፈቲሹን ክኸዉን ከምዝግባእ ኣፈ - ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ቀወምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣንፈትን ተስፋን ሃረር ኣብ ከተማ ሃረር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደርን እቲ ከባቢ ንናብራን ንቱሪዝምን ምቹው ናይ ምግባር ምንቅስቓስን ተዓዚበ። ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ስራሕ ዓሚቕ ዓቕሚ ምፍላጥ፤ ከባቢያዊ ፀጋታት ንምዕባለ ምጥቃም፤ ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…