ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ እንፈታ ብልፅግና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣመራርሓን…