ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ወረዳ ኣምቦ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ፋብሪካ ቤቨሬጅ ኬኛ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ዑደት፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህን ረእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህር ዳር ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ብዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ ቦታታት፣ ብስክሌት ብናፅነት ምሽክርካር ኣብ ዘኽእሉ ሰፋሕቲ መገዲታት እናወቀበት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ “ባህር ዳር ሕብረተሰብ ብዝዘናገዐሎም መዘናግዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ መንፈቕ ዓመት ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈቱ ምክያድ ጀሚሩ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ መድረኽ፤ ሓፈሻዊ ሃገራዊ ኩነታት ፖለቲካ፣ ህንፀት ጥንኩር ፓርቲ ንምዕዋትን ፓርቲን መንግስቲን ብምውዳድ ዝሰርሑ ኣጀንዳታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ፋብሪካ ጥይት ሆሚቾ ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን ካብ መንጎ ዘልዓልዎም ቀንዲ ቀንዲ ነጥብታት Desta Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቅድሚ ሐዚ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ጠያይቲ ናይ ምፍራይ ፈተነታት እንተነበሩ እውን ክሳብ ሎሚ ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ሃገርና ካብ ወፃኢ ብምእታው ተደሪኻ ፀኒሓ ኢያ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ግን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ተተኳሲ ካብ ምፍራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ምስ መናእሰይ ዘትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸዉ ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት እቲ ክልል ኣድሂቦም ምስ መናእሰይ ከተማ መቐለ ተዛትዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት መቐለ ዝተዉፃእፅኡ መናእሰይ ተሳቲፎም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ይፍጠር ኣሎ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Mar 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንጂነሪንግ ኢንዱስትሪ ምክልኻል ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ እናጠፈጠረ ምዃኑ ዘመላኽት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዝተረኣየ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸውን እዩ – ምሁራን Desta Mar 5, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ስምምዕነት ኣንካራ ንምትግባር ዘርአይኦ ቆራፅነት ኣብነት ዝኸዉን እዩ ክብሉ ሙሁራን ዓለም ለኸ ርክብ ፖለቲካል ሳይንስ ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሕቶ በሪ ባሕሪ ስዒቡ ቅድሚ ስምምዕነት ኣንካራ ምስ መንግስቲ ሶማሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይን ተዛቲዮም። ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣፍሪካ ብዛዕባ ዘለዉ ኩነታት ሰላምን ፀፅታ ገለፃ ገይሮምሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ኢዮም – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህር ዳር ሰላማዊ ካብ ምዃና ንላዕሊ እናተወገኑ ዝርከኑ ስራሕቲ ልምዓት ጭቤት እታ ከተማ ዘረጋግፁ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ባህር ዳር እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዞባዊ ኣኼባ ሰላም ድሕንትን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)፣ ዳይሬክተ ፕሮግራም ሰላምን ድሕንነትን ኢጋድ ከምኡ እውን ዝተፈላለዩ…