ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ኣብ ምዕዋት ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት ኣፍልጦ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ካዛንቺስ ብዓወት ንኽዛዘም ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ምምሕዳር ከምኡ እውን ዕድመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጎሳቖሉን ኣዚዮም ዝተጎድኡን ኣባይቲን ከባቢን ዝርከበላ ዝነበረት ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ከምኡ እውን ናብ ያውንዴን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሩዕ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ምምሕዳር ግዝኣት ካሜሩንን ፕሬዚዳንት ሓጅ ኮሚቴ ፖል ኣታንጋ ንጂን ምስ ልኡኾም ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መልህቕ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዳስትሪን ስያልኮት ፓኪስታን ኣብ ዘዳለዎ ቢዝነስ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ስዑዲን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ኢትዮ- ሳዑዲ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሌታትና ብሓይሊ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሌታትና ብሓይሊ መማረፂ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ ክብሉ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራን ውድባት ዲሞክራስያዊ ሕብረት ኢትዮጵያን ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ዝገብሮ ምሕዝነት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዝተዋደደ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ የድሊ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተወደበ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣድማሱ ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ዲፓርትመንት ኣብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻደን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን፤ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሕልፈት መሪር ሓዘን ተሰሚዑኒ”…