ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 446 ፆም ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅምር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ÷ ወርሒ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ሎሚ መዓልቲ ብምርኣያ ህዝበ ሙስሊም ብፆምን ፀሎትን ዘሕልፎ ወርሒ ረመዳን ፅባሕ ከምዝጅመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ሪፎርም ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከምዘካየደ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ኣብቲ ኣኼባ ኣገልግሎት መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንበዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዝኽሪ መበል 129 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። መበል 129 ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ 23 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ከባቢ ፒያሳ ኣብ ዝርከብ ዝኽሪ ዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ጉጅለ ክትትልን ድጋፍን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስራሕቲ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ትዕዝብቲ ኣካይዱ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣማኻሪ ዘፈር ብሄራዊ ድሕንነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ዴኤታ ቀንኣ ያደታ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ክትትልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ብዓወት ንክዛዘም ኣብ ዓዉዲ ሚዲያን ኮሚዩኒኬሽን ንዘበርከቶ ዕዙዝ ግደ ካብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፍልጦ ተዋሂብዎ፡፡ እቲ ኣፍልጦ÷ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማይናማር ዝተዓገቱ 246 ዜጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ተዓጊቶም ዝነበሩ 246 ዜጋታት ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገሮም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃቡዎ ሳምንታዊ መግለፂ ብዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢጋድ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ርክበን ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ንምጥንኻር ዘርአየኦ ቆራፅነት ንኢዱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ሶማሊያ ዝገገበሩዎ ዑደት ስዒቡ ክልቲአን ሃገራት ርክበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ይፃወት – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ… Gebremariam Weldegerima Feb 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)“ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ዓለም ለኸ ኩነት ብምስሓብ ሃገርና ቀዳመይቲ ማእኸል ኣኼባታት ንኽትከውን ወሳኒ ግደ ከምዝፃወት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ “እቲ ማእኸል፤ ዓውዲ ኣኼባ፣ ኮንፈረንስን ኤግዚቢሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሶማሊያ ሞቃድሾ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ክልቲኦም መንግስታት ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ቅዋም፥ ዑደት ስራሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም ኣቢይ (ዶ/ር) ናብ ሶማሊያ ኣቲዮም Desta Feb 27, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሶማሊያ ሞቃድሾ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞቃዲሾ እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።