Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናምን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቬይትናም ጄነራል ሉዎንግ ኩዎንግን ምስ ፕሬዚዳንት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ትራን ታንህ ማንን ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሶሻሊስት ሪፐብሊክ ቬይትናም ዝገብሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…

ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ኣብ መወዳእታ እዚ በጀት ዓመት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጅምር ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ሰማ ጥሩነህ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ኣብ መዘከርታ ጀጋኑ ሰማእታት ከምኡ እውን ኣብ መቓብር ቦታ ሆ ቺ ሚን ጉንጉን ዕንበባ ኣንቢሮም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ፓርቲ ኮሙኒስት ቬይትናም ኣብ ማእኸላዊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ተዛትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም÷ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ፖለቲካ ፓርቲ ኢሉ እውን ኣብ ሃገራዊ ልምዓትን ጉዳያት ምምሕዳርን…

መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

መልእኽቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ‹‹ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን ቺን ኣብ ቤተ መንግስቶም ንክቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ስነ-ስርዓት ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ድሕሪ እቲ ስነ ስርዓቱ ክልቲኦም መራሕቲን ጉጅለ ልኡኾምን ክልተኣዊ ዘተ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ ብክልቲአን…

ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫት ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ይርከቡ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣተሓሳስባ ተሓጋዛይነት ብምውጋድ ፀገማት ብርእሰ ዓቕሚ ንምፅዋር ዝተጀመሩ ሃገራዊ ኢኒሼቲቫትን ስራሕቲ ለውጢን ጭቡጥ ውፅኢት እናምፅኡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀንዲ ቀንዲ ዓውዲታት ማክሮ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ፋም ሚን ቺን ተዛቲዮም።   ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷ “ቀዳማይ ሚኒስትር ቬይትናም ክቡር ፋም ሚን…

ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 24 ፈፃሚ ስራሕ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣፍሪካ ህፁፅ ኣኼባ ሎሚ ኣብ መቀመጢ ዋና እቲ ሕብረት ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሐሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)፣…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኢትዮጵያን ቤላሩስን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ማክሲም ሪዤንኮፍ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ምስ ቤላሩስ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ዓውዲታት ምትሕብባር ብምስፋሕን ተረባሕነት…