Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቴክኖሎጂ መፍትሒ ፀገም ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኖሎጂ ንህዝብና መፍትሒ ፀገምን መቀላጠፊ ዕቤትናን ንምግባር ዝተጀመሩ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ መሰረት…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ፅባሕ 18 ለካቲት 2017 ዓ.ም ፍሉይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ፡፡ ንጨረታ ዝቐርብ መጠን ሸርፊ ወፃኢ 60 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካን እንትኸውን÷ እቲ ጨረታ ንኩሎም ባንኪታት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡ እቲ…

ፕሮጀክት ሎጅ ገርዓልታ ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኢንሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተጀመረን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)…

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም ኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ኢንስቲትዩት ብምርምር ኣብ ዘውፀኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ስነ ስርዓት ምፍላጥ ኣካይዱ። ዳሪክተር ዝራእቲ ምርምር ሕርሻ እቲ…

መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ንምስማዕን ምላሽ ንመሃብን ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስትረ ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘዝተሳተፉሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።…

ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም፡፡ ኣብቲ ዑደት ሚኒስትራት ማይ ኬንያ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ጋዜጠኛታት ተፋሰስ ሃገራት…

ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…

ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ  ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…

ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣርባምጭ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ተረኺቦም። ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ኣብ 25…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…