ኢትዮጵያ ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዋላ ሓንቲ ብር ልቓሕን ርዳእታን ኣይወሰደትን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዓብዪ ግድብ ሃድሰ ኢትዮጵያ ሓንቲ ቅርሺ ልቓሕን ርዳእታን እንተይወሰድና ዘዕወትናዮ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከለት ህዝቢ ብምርካብ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን…