Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት የድልዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣፍሪካ ንዘጋጥሙዋ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታት ኣህጉራዊ መፍትሒታት ክትእልሽ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ መበል 49 ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፈፀምቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝበልዎ፤ ክሌማዊ ለውጢ ምስ ካልኦት…

መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 49 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ፡፡ ናይዚ ዓመት ኣኼባ “ሸቶታት ኣጀንዳ 2063 ንምዕዋት ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓት ንፅህና ንምርግጋፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ…

ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ትገብሮ ዘላ ኣስተዋፅኦ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኣዛዚ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ጀነራል ዳግቪን ኣንደርሰን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተኦም ድማ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ወታደራዊ ምትሕብባር፣ ዞባዊ ድሕንነትን ኣብ…

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ከምኡ እው ተፀዋዕቲ ትካላት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም፡፡ እቶም ትካላት ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መፈልፈሊ ሓይሊ ቆቃ እዮም…

ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ጥንኩር ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ብዝሕግዝ መልክዑ ምውፋር ተገይሩ ኢሉ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2018 ተኻይዱ፡፡ ብሔራዊ ኣገልግሎት…

ሓያል ዋልታ ሉኣላውነት ሃገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ሉኣላውነትን ክብሪን ሓንቲ ሃገር ዝምዘን ብጥንካረ ዶባታን ብሰላም ህዝባን እዩ። ነዚ ሰላምን ክብርን ንምሕላው ድማ ለይትን ቀትሪን ንህይወቱ ከይሰሰዐ ብቖራፅነት ዝህብ፣ ብናይ ታሪኽ ሁቦብላታት ሓሊፉ ዝፀንዐ ሓያል ትካል የድልያ። ሰራዊት…

ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ተጠናኺሮም ነቶም 50 ኣባላት ጉጅለ ይቐርቡ ኣለዉ – መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)

ኣዲስ አበባ፣ 18 ሓምሌ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር) ካብቶም 10 ንኡስ ጉጅለታት ዝፈልፈሉ ሓሳባት ብኣከብቶምን ፀሓፍቶምን ኣቢሎም ናብ 50 ኣባላት ጉጅለ ምቕራብ ከምዝጀመሩ ኣብሪሆም። እቶም ዋና ኮሚሽነር ብዛዕባ እቲ ከይዲ ዘተ…

ኢትዮጵያ በቢእዋኑ ብታሪኻውያን ፀላእቲ እንተተፈተነት እውን ሰራዊት ምክልኻል ድሌቶም እናፍሸሎ ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኩሉ ግዘ ብታሪኻውያን ፀላእቲን ብናይ ውሽጢ ባንዳታትን እንተተፈተነት እውን ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ድሌቶም እናፍሸለ ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኣብ ሆለታ ዝርከብ ቀፅሪ…

ናይ ሰብ ሰራሕ ብልሒ ራእይናን ፃዕርናን ፍረ ክህብ ጀሚሩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሰብ ስራሕ ብልሒ (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝገበርናዮ ሃገራዊ ራኢን ፃዕርን ፍረ ክህብ ጀሚሩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ን6 ኣዋርሕ…

“ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ይሙት፤ ይፈቐደሉ”

እቲ ዝፈራረሰ ጉጅለ ህወሓት ዳግማይ ናብ ኲናት ይደፍእ ኣሎ። ደም እንተዘይሰትዩ ዘይዓግብ ጨካን ጉጅለ መሬት ፀቢባቶ ሰማይ እንተዘይገሓጥኩ ይብል ኣሎ። ንህዝቢን ውዳበታትን ክልል ትግራይ ዓጊቱ ብመሓዝ፤ ህልቂትን ኲናትን ምእዋጅ መዓልታዊ ተግባሩ ገይሩዎ ኣሎ። ህዝቢ ትግራይ ኲናት የኣኽለኒ፤…