Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም

ሰበር ዜና ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል ሳልሳይ መዓልቱ ዝሓዘ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ንክኾኑ ብልዑል ድምፂ መሪፁ። ተመራፂ ፕሬዚዳንት ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር) እመሰረት መተሓዳደሪ ደንቢ እቲ ጉባኤ…

ብውፅኢት እቲ መረፃ ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብውፅኢት እቲ መረፃ ዝተነበረ እምነትን ሓላፍነትን ብሓዱሽ ቆራፅነት ንስራሕ ንኽንለዓዓል ዘበረታትዐና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።   ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…

ኣብ ክልል ትግራይ ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝተረኸበ ሰላም ኣጠናኺካ ክቕፅል ብምግባር ሕቶታት ልምዓት ህዝቢ ንምምላስ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል፣ ፓርቲታት ፖለቲካ፣ ሲቪክ ማሕበራትን ኣባላት ኣመራርሓ ፀፅታን ዝሓቖፈ ኣማኻሪ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ መረፃ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን እቲ ፓርቲ የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ 2 ሺሕን 100 ተሳተፍቲ ኣብ ዝተዓደሙሉ ብድምቀት ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብዕሊ ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተዓደሙ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣሓት ፓርቲታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፓርክ እንጦጦ ዑደት ኣሳሊጦም። ፓርቲ ብልፅግና መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ “ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ትማኘሊ…

መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) "ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተጀመረ መበል ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት  ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ናይ እንቋዕ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ምሕላፎም ስዒቡ…

ኣብ ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ፣ 84 ትካላት ጥዕናን ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ክስራሕ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣብ 14 ወረዳታት ትግራይ ኣብ 266 ኣብያተ ትምህርቲ 84 ትካላት ጥዕና 844 ትካላት ማይ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ከምዝስራሕ ተገሊፁ። ኣብ ምጅማር ብባንኪ ዓለም ዝፀደቑ ፕሮጀክታት ሕውየት ዝጠመተ…

ዝተደርበዩልና ናይ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተደርበዩልና ናዕ ዕንቅፋት ኣእማን ኢትዮጵያ ሃኒፅናሉ ኢና ክብሉ በተወረወሩብን የዕንቅፋት ድንጋዮች ኢትዮጵያን ገንብተንበታል ሲሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል…

እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢትን ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ምርግጋፅ የድሊ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብዚ ጉባኤ ትፅቢት ዝግበር ሓደ ቁልፊ ነገር እቲ ጉባኤ ኣብ ከይዲ ይኹን ኣብ ውፅኢት ዲሞክራሲያዊን ኣሳታፋይን ከምዝኾነ ርግፃኛ ምዃን የድሊ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ካልኣይ…

ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያውያ ብዘይኣፈላላይ ዝሓቖፈ ህብረብሄራዊ ፓርቲ ኢዩ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም፡፡ ‘ካብ ቃል…