24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)24 መጋቢት ኢትዮጵያ ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዲፕሎማሲያዊን ዓውዲታት ኣብ ታሪኻ ዘይፈተነቶ ሓዱሽ መገዲ ዝጀመረትላ ዕለት ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግንስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣብ…