ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ታክስ ንብረት ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 15 ስሩዕ ጉባኤ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝርከባ ከተማታት ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ትክስ ንብረት ብኣርባዕተ ተቓውሞ ብዓሰርተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ። ታክስ ንብረት ፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲ ንምዕሳል፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 41 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቶም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ብዘፈር ውልቀ ክምራሕ ብዝገብሩ ስጉምቲታት ዓወት ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢኮኖሚ ብዘፍ ውልቀ ክምራሕ ንምግባር ብዝተወሰዱ ስጉምቲታት ለውጢታት ከምዝመፅኡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ማሞ ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተሰናደአ ኣብ ዝቐርብ ፕሮግራም ”ኢትዮጵያ ኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ንኢዶም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያን ሓላፊ ልኡኽ ደገፍን ምርግጋዕ ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ሞሓመድ ኤል ኣሚን ሱፍ ሓበራዊ መግለፂ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ከምዝተቐበልዎ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕላዊ ዑደት ንምግባር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበሩ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣፋኒዮምዎም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ዩጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ጎድና ጎድኒ ፍሉይ ጉባኤ ኩለመዳይ ፕሮግራም ልምዓት ሕርሻ ኣፍሪካ (ካዳፕ) ኣብ ዝተገበረ ዘተ፤ ሕርሻ ኣብ ምዝማን፣ ሩባ ኣባይ ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 55 ዓመት ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jan 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 55 ዓመት በዓል ምሕዝነት ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ወዳጅነት ኣደባባይ ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸን ሃይ፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ Desta Jan 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ካፒታል ናብራ ዜጋታት ዝቕይር ዓውዲ ንክኸውን ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ክብላ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ዕዳጋ ካፒታል ሃና ተኸልኩ ገሊፀን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ንዋያት ኢትዮጵያ ብዕሊ ትማሊ ዘጀመሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንምዕባለ ሰፊሕ ዓቕሚን ምቹእ መገዲን እናተዘርገሐላ ኣብ ዘላ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ይግበሩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ካምፓላ ኣትዮም Desta Jan 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ካምፓላ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢንተቤ እንትበፅሑ ሚኒስትር ምክልኻልን ጉዳይ ሃርበኛታትን ጃኮብ ማርክሰንስ ኦቦት ኣቀባብላ…