Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ግልጋሎት ጥዕና ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስርዓት ጥዕና ብቴክኖሎጂ ተሓጊዙ ብዝበለፀ ተበፃሒ ንምግባር ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ÷ ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ ጥዕና ካብ ሕብረተሰብ ንዝቐረቡ…

ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ኣብ ምክልኻል ገበን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም – ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ምትግባር ትካላዊ ሪፎርም ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓውዲታት ምርመራን ምክልኻል ገበንን ዓወታት ተመዝጊቦም ኢዮም ክብሉ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ገሊፆም። ኣብ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ዝተወገኑ ስራሕቲ ሪፎርምን ብሓፈሻ…

ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ብፍፁም ድባብ ሰላም ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ – ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንግስቲ ወሰን ቃላይ ጣና ፣ ብስየ ዝወቀበት መርዓት ውቕብቲ ከተማ ብፍፁም ሰላምዊ ድባብ ልምዓታ ተቀላጥፍ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝበልዎ÷ ንግስቲ…

ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ንዝርዝር ምርኢት ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 20 ስሩዕ ኣኼባ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ሓደጋን ድሉውነትን ኢትዮጵያ ብምምርማር ንዝርዝር ምርኢት ናብ ዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ መሪሑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)…

መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘፈር ቡን 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ምትእስሳር እታወት ልምዓት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ከምዝፈቐደ ተገሊፁ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጣሊያንን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ…

ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ምስ ዝኾኑ ኪቲ ቫን ደር ሃይጅደን ብሓባር ኣብ ዝውገኑ ተግባራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ…

ውፅኢታት ፈጠራና ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራን ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ከምዝኾኑ ኣብ ክልል ትግራይ ሰርተፊኬት ኣእምሮኣዊ ንብረት ዝተውሃቦም ሰብ ዋና ፈጠራ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ን55…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪ ዘርአየ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪር ብተግባር ዘርአየ ኢዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ…