Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ካምፓላ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ካምፓላ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢንተቤ እንትበፅሑ ሚኒስትር ምክልኻልን ጉዳይ ሃርበኛታትን ጃኮብ ማርክሰንስ ኦቦት ኣቀባብላ…

ኢትዮጵያ ኣብ ካሊፎርኒያ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ሎስ ኣንጀለስ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰብን ንብረትን ብዘብፀሖ ጉድኣት ዝተሰማዓ መሪር ሓዘን ገሊፃ፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ብዝበፅሐ ጉድኣት ኢትዮጵያ ከምዝሓዘነት…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ንምፍላጥ ፅቡቕ ምስላ ክትሃንፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኢትዮጵያ ብዝግባእ ኣብ ምፍላጥን ንኻሊእ ዓለም ኣብ ምፍላጥን ፅቡቕ ምስሊ ሃገር ምህናፅ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣገልግሎት ወለንታ ንመሃብ…

ኣብ ትግራይ ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣዉ ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ግብርና ንምውፋር መሬት ወሲዶም ናብ ልምዓት ኣብ ልዕሊ ዘይኣተዉ 24 ሰብ ሃፍቲ ስጉምቲ ተወሲዱ።   ሓላፊ ቢሮ መሬትን ዕደናን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ካልአዩ…

ኣብ ትግራይ  ኣብ እዋን ሓጋይ ኣብ 60 ሺሕ ሄ/ር መሬት ዕቀባ ሓመድን ማይን ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝግበር ዕቀባ ሓመድን ማይን ሎሚ ዘበን እውን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ እያሱ ኣብርሃ(ዶ/ር)፥ ስራሕቲ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ኣብ ወርሒ ጥሪ መወዳእታ…

ኣብ ትግራይ 13 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016/17 ልዕሊ 13 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ ከምዝተኣከበ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ጊዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብረሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ዘበነ ምህርቲ ዓቕሚ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን የገና በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ እቲ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣብ ብሄራዊ ቤተመንግስቲ ዝተሳለጠ እንትኸውን÷ ካብ ዝተፈላለያ ክፍለ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ልደት እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትፍ ኣብ ዘመሓለፉዎ መልእኽቲ÷ “በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ሰብ ዝኾነሉ…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብን ብምትሕግጋዝን ምኽባር ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ እንተኽብር ንደቂ ሰባት ፍቕሪ ብመሃብ ከምኡ እውን ብምትሕግጋዝን  ብሓድነትን ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም። ኣቦታት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ፣ ቤተክርስትያን…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ልደት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…